lesson plan

download books

download Apps

Register here

WELCOME TO BIG CHANGE

ስመይ መምህር ጸጋይ ገብረትንሳኤ ይበሃል ::ኣብ እስራኤል ድማ ከም ስደተኛ ኮይነ ይነብር :: መስራትን  ኣካያዲ ስራሕን ናይ ዓቢ ለዉጢ ናይ ትምህርቲ ስልጠና ዝበሃል ትካል እየ ::

መእተዊ ፦Big change  መን እዩ ወይ ድማ እንታይ እዩ ዝሰርሕዘሎዎ ሕልምታትንስራሓትን ከብርህእየ ::ንሕብረተሰብ ብዘደንቅን ምቁሉ ኣገባብ ብምግባር  ባና  ናይ ትምህርቲ ከፊቱ ብዉሑሉል ጥበብ ዝተሓወሶ ፍሉይ ክእለት ብምግባር  ብጉብእ ኣታሕዛ ወለድን  ተማሃሮን ዝፍለጥ ኣብ ህዝቢ ሓልዮትን ብምራኣይ  ንህዝብና ከም ባላ ብምኻን ንኣብ መላእ ዓለም ዘሎዉ ዘጋታትና ብዘይኣፋላላይ ብኣዝዩ  ውሑሉሉ  ኣገብብ ኣመሃሀራን ፋልይ ብቅዓት  ዝውንን ብ ወለደን ተምሃሮን ፍቱውን ምስጉንን ዝኾነ  ቤት ትምህርቲ እዩ ::መዓስ እዚ ጥራሕ ዓቢለውጢ ናይ ትምህርቲ ስልጠና   ቀንድን መሰረታዉያን ዕላማና ራእናን ፥ኣብ ምዕባለ ናይ ህዝቢ ዝኣምን ተምሂሩ ድማ ንባዕሉን ንሃገርን ከርብሕ ዝኽእል ዎሎዶ ምፍራይ እዩ ::ዕላማታቱን ድማ ሕልሚ ህዝቢ ንምግሃድን ሕቶ ህዝቢ ኣብ ትምህርታዊ  ንጥፈታት ባይታ ዝኸፈትን  ምዕባለን ንቕሓትን ህዝቢ ዝሰርሕ ኡሙን ትካል  ኮዩኑ :: ኣብ ሕብረተሰብ ሱር በተኻዊ ለዉጢ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ሃገርና ሙዑሩይ  ዝኾነ ኣገልግለት ናይ ትምህርቲ ዝህብ   ካብ ቀዳማይን መዋዳድርትን ዘይ ቡሉ ብህዝቢ ዝሓስብን ምስ ማሕበራዊ ሂወት ናይ ሕብረተስብ ተማላሊኡ ዝኸይድ :ሕልናዊ መብጽዓ ከተግብር ከይ ደቀሰ ዝሓድር ካብቶም ቀዳሞት መስረቲ ንህዝቢ  ዝጠቁሙ  ሓሳባት ሒዙ ዝተበገሰ  ትካል እዩ:: መዓስ እዚ ጥራሕ ሰፊሕ  ሕልሚ ዘለዎ ክህብ እንበር ክሓትት ዘይ ደሊ ንህዚቢ ኣብ ሙሕጋዝ  ደዉ ዝበለ  ቀዳማይ ልዕሊ ኩሉን ረብሓ  ህዙቡ ዘቀድም  ንዕቤትን ምዕባለን ህዝቢ  ለይትን ቀትርን  ዝሰርሕ  ልዑል ጥበብን ክእለት ኣጠቓቅማ ተክኖሎጂ ዝውንን  ኣብነታዊ ትካል እዩ ::

Our Staff Members

Tsegay tesma
sham tederos
sened gazi

ንህቦም ዓይነት ትምህርቲ

our services

We Are A Premium Agency That Focus On Quality

Lorem ipsum dolor sit amet, consectetur adipiscing elit. Ut elit tellus, luctus nec ullamcorper mattis, pulvinar dapibus leo.

Projects Completed
0 +
Students
1500 +
Staff Members
0 +
Founders
0 +

latest news and article